Draai je telefoon om zodat hij rechtop staat. Deze website werkt anders niet goed.

እዛ ቁጽሪ ህዝባዊ ኣገልግሎት ማለት (በይ አስ ኤን) ንብላ ዘለና ቁጽሪ: 9 ቁጽርታት ዝሓዘት ኮይና: ኣብ ናይ ነዘርላንድ ፓስፖርትኻ: ወይ ኣብ ፓተንትኻ: ወይ ኣብ መንነት ታሰራኻ: ወይ’ውን ኣብ ናይ መድሕን ጥዕናኻ : ማለት ኢንሹራንስ ካርድኻ ትርከብ።