እዚ ተሳልጦ ጉዳያት ኣዝዩ ኣገዳሲ ወይ ውን ተነቃፊ ክኸውን ስለ ዝኽእል ግን: ኣብቲ ትኣትዎ መንግስታዊ መርበብ ሓበረታ: መንነትካ ክትገልጽ ክትክእል ኣለካ። እዚ ማለት ሽዑ: መንግስቲ በቲ ትህቦ ዘለኻ መንነት ጌሩ: ናይ በሓቂ ንስኻ ዲኻ ኣይኮንካን የረጋግጽ።