Draai je telefoon om zodat hij rechtop staat. Deze website werkt anders niet goed.

ካለኦት ን ዲኸደይ ክትሓትት ከለኻ ዘድልዩኻ ነገራት ድማ:
ናትካ ቁጽሪ ህዝባዊ ኣገልግሎት ብቋንቋ ነዘርላንድ’ዚ (በይ አስ ኤን) ተባሂሉ ይጽዋዕ: ዕለተ ትውልድኻ: ቁጽሪ ገዛኻን ኣድራሻኻን እዮም።